Saturday 25 December 2010

ወሃቢ ሓይሊ

 ተጻወትቲ ኵዑሶ እግሪ ክርስትያኖ ሮናልዶ ካካ። ተጻወትቲ ኵዑሶ ሰኪዔት ሻኪልኦ’ኒል።ሊብሮን ጀምስ ከምኡ’ውን ናይ ቴኒስ። ቅድድም መኪና (ፎርሙላ ዋን)። በይዝ ቦል። ብሽክሌታን ካልእን ኣብኢዶምወድዮምዎ ክጻወቱ ዝረኣዩ ኣብ ዝኾነ ውድድር ስፖርት ‘ሓይሊ  ሚዛን ዝሕሉ በናጅር’ (power balance bracelet)  ተባሂሉ ዝእመነሉ በናጅር ልዑል ተጠላብነት ይረክብ ከምዘሎ ተገሊጹ  ብመልክዕ ካቴና ተዳልዩ ኣብ ክሳድ’ውን ዝእሰር  ‘ወሃቢ ሓይሊ’?  በናጅርወዲኻዝኾነዓይነትስፖርትምስ እትጻወት። ሓንጎልካ ምስ ናይ ኣካላትካ በናጅር ስፖርት ተፈጥሮኣዊሓይሊብኣሉታውንንጥፉን መገዲ ክወሃሃድን ክሰርሕን ከምዝሕግዞ። ንጥፍ። መስተውዓሊ። ተዓጻጻፊን ካልእን ክትከውን ከምዘበራትዓካን መሃዝቱ ይዛረቡ፣ እንተኾነ ተመራመርቲ ስነ-ፍልጠት። ኣብ ልዕሊ’ቲ ካብ ዝተኣታቶ ክልተ ዓመት ጥራይ ኣቑጺሩ ዘሎን ካብ 25 ክሳብ 85  ዶላር ዝዋጋኡን በናጅርን ካቴናን ብዝገበርዎ ምርምር። እቲ በናጅር ዝኾነ ትሕዝቶ ዘይብሉ ዘይሰርሕ ምዃኑ ገሊጾም ኣለዉ፣ እዚ ክንሱ ሓያሎ ህቡባት ስፖርተኛታትን ደገፍቶምን ነቲ ምህዞ ካብ ምግዛእ ከምዘይተቖጠቡን ኣብ ፈረንሳ። ኢጣልያ። ኣመሪካን ጃፓንን ዝርከባ ነቲ በናጅርን ካቴናን ዝሰርሓ ኩባንያታት ዛጊት ልዕሊ 100 ሚልዮን ፍርያት ሸይጠን ከምዘለዋን ኣብ ኣሜሪካ ጥራይ ናይ 11 ቢልዮን ዶላር ንግድ ከምዝፈጠረን ተፈሊጡ፣ ገለ ተመራመርቲ ስነ-ኣእምሮ። ስፖርተኛታት እቲ በናጅር ወድዮም ኣብ ዝጻወትሉ እዋን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓይሊዝረኸቡኮይኑክሳብዝተሰመዖም “እንተወደይዎ ሓጥያት የብሉን” ክብሉ ገሊጾም፣እቶም ተጻወትቲ ኣብቲ በናጅር እምነት ብምንባሮም ጥራይ’ውን ኣካላቶምክነጥፍ ክሕግ